ኤርትራ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐብጣን

330.00 kr

Slut i lager

Artikelnr: Harboy-Tigrinya-001-103 Kategorier: ,

ኤርትራ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐብጣን

… ታሪኽ ኣርባዕተ ወለዶ ኑረነቢ! ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተወራረሰ ክሳዕ ናጽነት ዝቐጸለ ታሪኽ! ዋላ ኣብ ልብወለዳዊ ትረኻታት ከማን ክርከብ ዘይከኣል ሓቀኛ ጉዕዞ ሂወት! ደራሲ ነዚ ኣገዳሲ ገጸበረኸት ጆባእ! ኢሉና ኣሎ። ነታ ነዚ ኹሉ ሰነድ ኣብ ሳንዱቕ ሓጺን ዓቂባ ኣብ ዘበንና ዘብጽሐት ኣደ (ወይዘሮ ሉላ እዮስኣብ) ድማ ክብሪ ይግበኣ።

 

… ቅዲ ኣጸሓሕፋኻ ኣዝዩ ዝድነቕ እዩ። ትሕዝቶ መጻሕፍትኻ ሓደ ተመራማሪ ወይ ጸሓፊ ታሪኽ ዘዳለዎ እዩ ዝመስል፤ ኣብ ዋሕዚ ኣዝዩ መሳጢ ስለዝኾነ ግን ፍሉይነት ትርእየሉ። ኣብነት፥ ኣብዛ ናይ ሕጂ መጽሓፍካ፡ ንኸም በዓል ባህታ ሓጎስ ዝኣመሰሉ ዓበይቲ ሰብ ታሪኽ፡ ክስሕቁ፡ ክሓርቁ ትርእዮም። ልክዕ ከምኡ ጌርካ ኸኣ ኣብ ኣእምሮኻ ትቐርጾም።

 

… ዕሙቕ ዝበለ መጽናዕቲ ኣብ ምግባር ዝተመርኰሰ ኣጸሓሕፋኡን ፍጻመታት ናይ ምትእስሳር ክእለቱን ኣዝየ አድንቕ።

 

 

ምንጪ: Qedie manche

330 SEK (Swedish Crowns)    |    $34 USD    |    €31 EUR

ቃለ መጠይቕ ምስ ድምጺ ኣሜርካ

ዕላል

ቃለ መጠይቕ ምስ Embassy Media

Select your currency
EUREuro
Wishlist 0
Continue Shopping