ታሪኽ ሰንሰለት ወለዶታት

400.00 kr

”ታርኽ ሰንሰለት ወለዶታት” ንኣፋዊ ያታና ብዝንኣድ ኣገባብ ኣጽኒዓን ኣኪባን፡ ልቦናን ጥበብን፡ ኣፈታትሓ ግርጭትን ኣነባብራን ቐዳሞት ኣቦታትን ኣዴታትን ዝሰነደት መዝገብ እያ። ብልሓት ቀዳሞት ወለዲ ዘጋጥሞም ዝነበረ ሰብኣውን ባህርያውን ተጻብኦታት ኣብ ምምካት፡ ከም ታሪኽን መሃሪ ተመክሮን ንውሉድ ወለዶ ክሰጋገር ዓቢ ኣበርክቶ እትገብር መጽሓፍ እያ።…

ዶ/ር ሰናይት ባህታ

Slut i lager

Artikelnr: Harboy-Tigrinya-001-106 Kategorier: ,

Recensioner

Det finns inga recensioner än.

Endast inloggade kunder som har köpt denna produkt får lämna en recension.

ታሪኽ ሰንሰለት ወለዶታት

… ታሪኽ ኣርባዕተ ወለዶ ኑረነቢ! ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተወራረሰ ክሳዕ ናጽነት ዝቐጸለ ታሪኽ! ዋላ ኣብ ልብወለዳዊ ትረኻታት ከማን ክርከብ ዘይከኣል ሓቀኛ ጉዕዞ ሂወት! ደራሲ ነዚ ኣገዳሲ ገጸበረኸት ጆባእ! ኢሉና ኣሎ። ነታ ነዚ ኹሉ ሰነድ ኣብ ሳንዱቕ ሓጺን ዓቂባ ኣብ ዘበንና ዘብጽሐት ኣደ (ወይዘሮ ሉላ እዮስኣብ) ድማ ክብሪ ይግበኣ።

 

… ቅዲ ኣጸሓሕፋኻ ኣዝዩ ዝድነቕ እዩ። ትሕዝቶ መጻሕፍትኻ ሓደ ተመራማሪ ወይ ጸሓፊ ታሪኽ ዘዳለዎ እዩ ዝመስል፤ ኣብ ዋሕዚ ኣዝዩ መሳጢ ስለዝኾነ ግን ፍሉይነት ትርእየሉ። ኣብነት፥ ኣብዛ ናይ ሕጂ መጽሓፍካ፡ ንኸም በዓል ባህታ ሓጎስ ዝኣመሰሉ ዓበይቲ ሰብ ታሪኽ፡ ክስሕቁ፡ ክሓርቁ ትርእዮም። ልክዕ ከምኡ ጌርካ ኸኣ ኣብ ኣእምሮኻ ትቐርጾም።

 

… ዕሙቕ ዝበለ መጽናዕቲ ኣብ ምግባር ዝተመርኰሰ ኣጸሓሕፋኡን ፍጻመታት ናይ ምትእስሳር ክእለቱን ኣዝየ አድንቕ።

 

 

ምንጪ: Qedie manche

400 SEK (Swedish Crowns)    |    $40 USD    |    €37 EUR

ቃለ መጠይቕ ምስ ድምጺ ኣሜርካ

ዕላል

ቃለ መጠይቕ ምስ Embassy Media

Select your currency
EUREuro
Wishlist 0
Continue Shopping