ደጀን

 25.20

እቲ ኣብ ሳሕል ድሕሪ ስትራተጅካዊ ምዝላቕ ብልዑል ርእሰ-ምትእምማንን ናጽነት ኣተሓሳስባን፡ ብሓያል ኒሕን ተባላሕነተን ናይ ዘይከኣል የለን እምነትን ትስፋውነትን፣ ምስ ዘይጸዓድ ሓይሊ ባህሪ ተቓሊስካ፡ ኣኻውሕ ጨዲድካ፡ ብሰውራዊ ንቕሓት ዝተሃንጸ ሰውራዊ ደጀን፡ ብርቀት ኣወዳድብኡን ጽፍሒ ምዕባለኡን ኣብ ታሪኽ ሓርነታዊ ቃልሲ 20 ዘመን ሒደት መዳርግቲ ዝነበሮ እዩ። ደጀን ሳሕል ብሰብኣዊ ተመኵሮታት ሃብታም እዩ። ብእምነት ርእሰ-ምርሳዕ፡ ምቕሉልነት ዝኣመሰለ ብሉጽ ሰብኣውን ሰውራውን ክብርታት ዝመልኣ፡ ብፍላይ ከኣ ናይ ኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን ክኢላታትን ተወፋይነት ህዝባዊ ዕላማን ወሳኒ ኣበርክቶን ዝተረጋገጸሉ ተመኵሮ ስለ ዝነበረ፡ ብዛዕብኡ ሓደ ቅጺ ጥራይ ዘይኰነስ ቅጽታት መጻሓፍቲ ክጽሓፈሉ ዝኽእልን ዝግባእን እዩ።

I lager

Artikelnr: ደጀን-001-110-1 Kategorier: ,

Recensioner

Det finns inga recensioner än.

Endast inloggade kunder som har köpt denna produkt får lämna en recension.

290 SEK (Swedish Crowns)    |    $30 USD    |    €27 EUR

ቃለ መጠይቕ ምስ ድምጺ ኣሜርካ

ዕላል

ቃለ መጠይቕ ምስ Embassy Media

Select your currency
EUREuro
Wishlist 0
Continue Shopping